ዓርቢ 27 ጥሪ 2012 ዋዜማ ካብ ሰዓት 19፡00- ሰዓት 22፡00 ካብ ሰዓት 19፡00 -ሰዓት 20፡30 ብቤተ ክህነት ዝግበር ጸሎተ ስርክን ዋዜማን ካብ ሰዓት 20፡30 ክሳዕ 21፡50 ብመዘምራን ዝዳሎ መንፈሳዊ ትምህርትን ዜማን ካብ ሰዓት21፡50 -ሰዓት 22፡00 ጸሎተ ምህለላ ተጌሩ ይዛዘም። ቀዳም 28 ጥሪ 2012 ክብረ ዕለት ካብ ሰዓት 07፡00 - ሰዓት 12፡00 ካብ ሰዓት 07፡00 -ሰዓት 10፡00 ጸሎተ ነግህን ናይ ዕለት ማህሌትን ብቤተክህነት ካብ ሰዓት 10፡00-12፡00 ብመዘምራን ዝዳሎ መንፈሳዊ ትምህርትን ዜማን ካብ ሰዓት 12፡00- ሰዓት 14፡00 ናይ ምሳሕን እንግዶትን ግዜ ኣምላከ ሰላም ሰላማዊ ኢየሱስ ክርስቶስ መደባትና ኩሉ ይባርኽ! ብሰላም ምጹ! ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ከተማ ኡምዮ ናይ ሃገረ ስዊዲን
Ingen kommentarer:
Legg inn en kommentar